ኮንግረስ ንውጽኢት ምርጫ ኣመሪካ የጽድቕ
- ዜና ቪኦኤ
ኮንግረስ ኣመሪካ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ተዓዋታይ ምርጫ 2024 ምዃኖም ትማሊ ሶኑይ ኣረጋጊፁ። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ደገፍቲ ትራምፕ ንውፅኢት ምርጫ ጆ ባይደን 2020 ንምግልባጥ ንህንፃ ባይቶ ኣመሪካ ወሪሮም ነይሮም። ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ኣዝዩ ሕንፍሽፍሽ ዝተመልኦ ምፅዳቕ ውፅኢት ምርጫ ትማሊ ሰኑይ ህዱእን ስርዓት ዘለዎን መስርሕ ምርግጋፅ ዓወት ምርጫ 2024 ተኻይዱ። ሓድሽ መራሒ ሰኔት ጆን ቱን ነቲ ዓወት ብሓጎስ ተቐቢሎምዎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ