ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክናዋሕ ዝጸንሐ ፕረ. ምርጫ ኮንጎ ኣብ 2019 ክካየድ’ዩ


ናይ ኮንጎ ኮሚሽን ምርጫ ንነዊሕ ግዜ ክናዋሕ ዝፅንሐ ፕረዝደንታዊ ምርጫ እታ ሃገር ኣብ 2019 ዓ.ም ከምዘይካየድ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ትማሊ ረቡዕ ከምዝገለፆ ኣብ ርሑቕ ከባቢታት ካሳይ ምዝገባ መረፅቲ ይካየድ ምህላው፤እቲ ምዝገባ ምስተዛዘመ ኩነታት ንምትዕርራይ 504 መዓልታት የድልየኒ ኢሉ’ሎ።

ፕረዝዳንት ጆሴፍ ካቢላ ዝሓለፈ ታሕሳስ ከብቅዕ ዝነበረ ስልጣኖም ብምቕፃሎም ተቓወምቲ ጉጅለታት ተቓውሞ ኣልዒሎም ተደጋጋሚ ግጭት ተላዒሉ እዩ።

XS
SM
MD
LG