ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣንፈት ኣፈታትሓ ቅልውላው ግብፅን ኢትዮጵያን፣ንምስሕሓብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሕልፎ ተመክሮን


ፈለግ ኣባይ/ናይል ዝውሕዘሉ ዞባታት
ፈለግ ኣባይ/ናይል ዝውሕዘሉ ዞባታት

ኣብ ኣፍሪቃ ዝላዓሉ ቅልውላዋት ናብ ግጭት ቅድሚ ምምረሖም፣ ተላዚብካ ምፍታሕ ዝውትር ኣይኮነን ጥራሕ ዘይኮነ ዘይተለመደ’ዩ።

ንመዋእል ከይደቀሰን ኹናትን ጥፍኣትን ዘስዐበ ርክብ ግብፅን ኢትዮጵያን፣ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ግና ዝተፈለየ መኣዝን ሒዙ’ሎ።ክልቲኤን ሃገራት ኮላይ ሱዳን ንፍትሓዊ ኣጠቃቅማ ማይ ሩባ ኣባይ ዝነፀረ ውዕል ሰነድ መትከላት፣ኣብ’ዚ ቀረባ ከምዝተፈራረሙ ዝዝከር’ዩ።

ካብ ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሓደ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ‘እቲ ውዕል ኣዝዩ ዓብዪ ዝላ ንቅድሚት’የ ዝብሎ’ ክብል ከሎ ኣቶ ዳደ ደስታ ብወገኑ ‘እምነ ኩርናዕ’ቲ ይራኣይ ዘሎ ምዕባለታት፣ምጅማር ግድብ ህዳሴ’ዩ’ ይብል።

እቲ ስምምዕነት ንኣብ ቅልውላው ዘሎ ርክብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝህቦ ትርጉም ኣሎ’ዶ? መዘራረቢ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኮይኑ’ሎ።በትረ ስልጣን’ዩ ዓዲሙዎም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:16 0:00

XS
SM
MD
LG