ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ከተማ ሳን ፍራንሲስኮ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ዘተኾረ ኣኼባ ተኻይዱ ኔሩ።

እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንስስኮ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኣኼባ "ኤርትራ ኣብ 25 ዓመታት ነጻነት" ብዝብል ቴማ ኾይኑ ኣብ ኩነታት ሰብአዊ መሰላት፡ ስደትን ፡ መንገዲ ዲሞክራሲን ኣብ ዝብል ጉዳያት'ውን ተሳተፍቲ ተዘራሪቦም።

ነቲ አኼባ ካብ ዘዳለው ሓደ መንእሰይ ሜሮን ሰመዳር ብዛዕባ እቲ ኣኼባ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:04 0:00

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ

ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
1/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
2/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
3/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
4/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
5/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
6/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
7/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
8/8 ኤርትራ - ኣብ ኣኼባ ዩኒቨርሲቲ ሳን ፍራንሲስኮ
ተወሳኺ ምርኣይ Show less
Previous slide
Next slide

This item is part of
​
XS
SM
MD
LG