ዑደት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስደተኛታት ፍልሰተኛታት ከተማ ትሪፖሊ
ላዕለዋይ ኮሚሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፊሊፖ ግራንደ ትማሊ ሰንበት ኣብ ከተማ ትሪፖሊ ሊብያ ዝርኸብ ቤት ማእሰርቲ ፍልሰተኛታት ስደተኛታት በጺሖም። ንሶም ነዚ ምብጻሕ ዝፍጽሙ ዘለው ኣብ ማእኸል ሰብኣዊ ቅልቅውላውን ምንቅስቃስ ስደተኛታት ካብን ናብን ሊብያ እዩ። ንሶም ድሕሪ’ቲ ምብጻሕ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣብተን 40 ቤት ማእሰርትታት ዘሎ ኩነታት ንምምሕያሽ ኣብ መንጎ ሕቡራት ሃገራት፡ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታትን ሰበ ስልጣን ሊብያን ዘሎ ምትሕብባር ክሕይል ጸዊዖም።
ኢፒሶዳት
-
ነሓሰ 04, 2022
ቋንቋ ትግርኛ ናብ ዲጂታላዊ ስርዓት ንምስኻዑ
-
ነሓሰ 03, 2022
ፍቕሪን ኲናትን
-
ነሓሰ 03, 2022
ዘተ ሰላም ኢትዮጵያን ብገለ ወገናት ዝቐርቡ ዕንቅፋታትን
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ