ኣካፍል
መሕተሚ
ብናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝተሰየመ ኮሚሽን መርማሪ ኣብ ኤርትራ ከቢድ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ከምዝተፈጸመ ዝገልጽ ትማሊ ሰሉስ ናብቲ ቤት ምኽሪ ኣቕሪቡ ኣሎ።
ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ነጺግዎ ኣሎ። ዝተፈላለያ ሃገራት ድማ መርገጺአን ኣቕሪበን ኣለዋ።
No media source currently available