ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ ምልልስ ምስ ክፍሊ ርክብ ‘ኮሚተ ሕቶ መንነት ወልቃይት’ ክሎኔል ደመቀ ዘውዱ (2ይ ክፋል)


Para pelajar Muslim perempuan India dari sekolah Anjuman-E-Islam ikut serta dalam latihan Yoga menjelang perayaan Hari Yoga Sedunia di Ahmedabad.
Para pelajar Muslim perempuan India dari sekolah Anjuman-E-Islam ikut serta dalam latihan Yoga menjelang perayaan Hari Yoga Sedunia di Ahmedabad.

‘'ብዛዕባ መንነት ወልቃይት ጸገዴ' ኣብ ዝተፈላለዩ መድረኻትን ኮንፈረንሳትን እናተሳተፉ ንሕና ተጋሩ ኢና ዝብሉ፣ ካብ ማእከል ትግራይ ዝመፁ’ምበር ወልቀቶት ኣይኮኑን’ ይብሉ ኮሎኔል ደመቀ ዘውዴ።

ብዘይካ’ዚ ኣስማት ከባቢታት ናብ ትግርኛ እናተለወጠ፣ ባህሊ ናይ ምጥፋእ ወፍሪ’ውን ይፍፀም ኣሎ ኢሎም። በትረ ስልጣን’ዩ ኣዘራሪብዎም። ናብኡ ከሕልፈኩም፣

‘ኣማሓዳሪ ወረዳ ኣቶ ጀጀው ደሞዝ ንሕቶ ኣይቅበልን ኢሉና’ዩ። ኣይኮነን ንህዝቢ ኣዘራሪቡ ክፈትሕ፣ ነዚ ሕቶ’ዚ ኣይንቅበልን ኢሎም’ዮም። ኣማሓዳሪ ዞባ ተቀቢሉና፣ ነገር ግን ሕቶ መንነት ዝብል ሕቶ ተቀባልነት ዘይብሉ’ዩ ኢሎም ነፂጎምዎ’ዮም፣ ናብ ክልል ይግባይ እንተበልና ድማ ወረዳን ዞባን ዝሃብኩም መልሲ፣ ናይ ክልል መልሲ’ዩ ዝብል መልሲ ተዋሂቡና።ብመሰረት’ዚ ኢና ናብ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ከይድና’ ይብሉ ኮነሬል ደመቀ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:06 0:00
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:47 0:00

XS
SM
MD
LG