ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ ኣፈላልሓ ቡን ኢትዮጵያውያን ዘርኢ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ


ባህላዊ ኣፈላልሓ ቡን ኢትዮጵያውያን ዘርኢ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:17 0:00

ባህላዊ ኣፈላልሓ ቡን ኢትዮጵያውያን ዘርኢ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ ምርኢት ናይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ባህላዊ ኣፈላልሓ ቡንን ክብርታቱንንዕዱማት ቀሪቡ። ነዚ ባህሊ ኣብ ዩኒስኮ ንኽምዝገብ ዝዓለመ ምድላው ምኳኑ’ውን ኣዳለውቲ እቲ ምርኢት ዋርካ ኮፊ ገልፁ።

XS
SM
MD
LG