ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ሚኒስትር ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቅ ኣፍሪቃ


U.S. Secretary of State Hillary Clinton speaks at the University of Dakar in Senegal,
U.S. Secretary of State Hillary Clinton speaks at the University of Dakar in Senegal,

ሚንስተር ወፃኢ ኣሜሪካ ሂለሪ ክሊንተን ናይ ምብራቅ ኣፍሪቃ ናይ 10-መዓልታት ዑደተን ኣብ ደቡብ ሱዳንን ኡጋንዳን ፅባሕ ንምጅማር ሎሚ ናብ ኡጋንዳ አምሪሓን'ለዋ።

ኣብቲ ዑደተን ዞባዊ ፀጥታ ዓብላሊ ዛዕባ ከም ዝኸውን ይግለፅ። ምስ ፕረዚደንታት'ተን ሃገራት ተራኺበን ክዘራረባ'የን።

ትማሊ ዳካር ሴኔጋል ናይ ኣፍሪቃ ዑደተን ዝጀመራ ሂለሪ ክሊንተን ዩናይትድ ሴተይትስ ፀጥታን ዲሞክራስን ዘጠናኽር ምስ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓባራዊ ረብሓ ዝሕግዝ ሽርክና ከምትደሊ ገሊፀን።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG