መቐለ —
ብኣንፃሩ ወናኒ እቲ ማእኸል ሕክምና ዶክተር ማርቆስ እቲ ስጉምቲ ኣንፃር ሕግን ኣብ ልዕለይ ዝተፈፀመ መጥቃዕትን እዩ እንትብሉ ከሲሶም፡፡ ዶክተር ማርቆስ ዓረና ትግራይ ኣብ ወርሒ ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ራብዓይ ውድባዊ ጉባኤ ሓደ ካብቶም ዝመረፆም 11 ኣባላት ፖሊት ቢሮ ምዃኖም ይዝከር፡፡
ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣውራ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ጥዕና ኣይተ ባህረ ተካ እቲ ዝተወሰደ ስጉምቲ ሞያዊ እምበር ፖለቲካዊ መበገሲ የብሉን ኢሎም፡፡
ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available