ውድብ ጥዕና ዓለም ለውጢ ክሊማን ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕማም ዓሶ ንክውስኽ ምኽንያት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ
ኣብዚ ዓመተ 2023 ኣስታት 249 ሚልዮን ሰባት ብዓሶ ተታሒዞም፡ ቅድሚ ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝነበረ 223 ሚልዮን ኣዝዩ ወሲኹ ማለት`ዩ። ዶ/ር ዳኒኤል ንጋሚየ ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ዳይሬክተር ፕሮግራም ምክልኻል ዓሶ ብዛዕባ`ቲ ሪፖርት ክገልጽ ከሎ፡ ዓሶ ንምንካይ ተታሒዙ ዝነበረ ቁልፊ ስትራተጂ ንድሕሪት ሸታሕ ክብል ጀሚሩ`ዩ ይብል። ኣስዒቡ ናብቲ ዝተለምናዮ ሸቶ ክንምለስ እንተኾይና፡ ምደባ ገንዘብ ክነዕቢ ከምኡ`ውን ፖለቲካዊ ድልውነት ከነርኢ ኣለና ይብል።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 13, 2024
ሓገዝ ኣመሪካ ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ከም ዘለዎ ዲዩ ክቕጽል?
-
ታሕሳስ 13, 2024
ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
-
ታሕሳስ 12, 2024
ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024
ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024
ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ