ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ሰርከስ ትግራይ 30 ዓመት ምስረታኣ ትጽንብል
ኣብ ክልል ትግራይ፡ ካብኡ ሓሊፎም’ውን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዝዮም ስሙያት ስነ-ጥበበኛታት ከም ደረፍቲ፡ ተዋሳእቲን ሙዚቀኛታት ዘፍረየት “ሰርከስ ትግራይ” ኣብ ቀረባ ግዜ መበል 30 ዓመት ምምስራታ ጸንቢላ ኣላ።
ቅጥዒ