ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመንቲ ክርስትና ሎሚ ዓርቢ ኣብ መንበሪኦም፣ ኣብያተ-ክርስትያናትን ቅዱስ ቦታታት ብፍላይ ወዲ ኣምላኽ ዝኾነ የሱስ ዝተወልደላ የሩሳሌም፣ ንመዓልቲ ልደት የኽብሩ’ለው።

እቲ ኣብ የሩሳሌም ዝዋዓለ ስነ-ስርዓት፣ ብሰንኪ እስራኤልን ፍልስጤማዊያንን ንኣዋርሕ ዘካይድዎ ዘሎ ግጭት ዛሕቲሉ’ዩ ውዒሉ።

ኣብ ሮም ኣብ ዝተካሄደ ስነ-ስርዓት በዓል ልደት ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ካቶሊካዊያን ፍራንሲስ’ውን ተረኺቦም ኔይሮም።

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG