ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተርእዮታት ሕማም ኮሌራ ኣብ ክልል ትግራይ


ኣይተ ዑቑባይ ገብረእግዚኣብሄር
በዓልሞያ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተሰብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ
ኣይተ ዑቑባይ ገብረእግዚኣብሄር በዓልሞያ ምእላይ ሓደጋታት ጥዕና ሕብረተሰብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ

ኣብ ክልተ ወረዳታት ክልል ትግራይ ሕማም ሸሮኽ (ኮሌራ) ከም ዝተራእየ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ክሳብ ሎሚ 35 በቲ ሕማም ዝተለኽፉ ሰባት ከም ዘለዉ ዘመልከተ እቲቤት ጽሕፈት፡ ዛጊት ግን ብሰንኪ’ቲ ሕማም ዝሞተ ሰብ ከም ዘየሎ ሓቢሩ'ሎ። ብመሰረት ሓበሬታ'ቲ ቤት ጽሕፈት መብዛሕትኦም ግዳያት ድማ ኣብ ስራሕ ባህላዊ ዕደና ንምስታፍ ካብ ካልእ ቦታታት ዝመፅኡ’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG