ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ለበዳ ሕማም ሸሮኽ ኣብ ከተማ ፖርት ሱዳን ተራእዩ


ሓደ ካብ ሆስፒታላት ፖርት ሱዳን - ፋይል
ሓደ ካብ ሆስፒታላት ፖርት ሱዳን - ፋይል

ኣብ ከተማ ፖርት ሱዳን ለበዳ ሕማም ሸሮኽ(ኮሌራ) ምርኣዩን ኣብታ ሃገር ዘሎ ሕፅረት ሕክምና ድማ ነቲ ለበዳ የጋድዶ ከምዘሎን ተሓቢሩ።

ብሰንኪ'ቲ ንኣስታት ሸሞንተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ኵናት ኣብ መንጎ ክልተ ወታሃደራዊ ኣዘዝቲ'ታ ሃገር ነቲ ቁጽሪ ናብ ፖርት ሱዳን ዝስደዱ ዘለው ሱዳናዊያን ክብ ምባሉን መንበሪ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ከይተረፈ ብሰንኪ ኵናት ካብ መንበሪኦም ንዝተመዛበሉ ኣስታት 1-ሽሕ ሰባት መዕቆቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ድማ ኣብ ዝርግሓ'ቲ ሕማም ተወሳኺ ረቛሒ ኮይኑ ከምዘሎ ድምጺ ኣመሪካ ካብ ዘዘራረባ ካብ ከተማ ካርቱም ከምዝተመዛበለት ትገልጽ ጁልያ ኣዳም ትሕብር።

ብሰንኪ'ቲ ኲናት ኣስታት ሸውዓተ ሚሊዮን ሰባት ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ይፍለጥ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG