መቐለ —
ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ ኣብዚ ልደት የሱስ ክርስቶስ ዝተሰምዖም መንፈሳዊ ቅሳነት ክገልጹ እንከለዉ፡ በቲ ኣጋጣሚ ግን ኣብቲ ክልል ዝርአ ዘሎ በበይኑ ጸገማት ፍልልያትን’ውን ክዓርፍ ተስፋኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።
ቅጥዒ