ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ምኽትል ፕረዚደንት ቻይና አብ ዩናይትድ ሴተይትስ


China's Vice President Xi Jinping in Washington, February 15, 2012.
China's Vice President Xi Jinping in Washington, February 15, 2012.

ናይ ቻይና ምኽትል ፕረዚደንት ዚ ዣንፒንግ ኣብ ዩናይትድ ሴተይትስ ዑደት አካይዶም፣ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማን ምኽትሎም ጆ ባይደንን ሓዊሱ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን አሜሪካ ተራኺቦም ተዘራሪቦም'ለው።

ቻይና ምስ ሩስያ ተፀንቢራ ነቲ ኣብ መጀመርታ'ዚ ወርሒ ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት መንግስታት ዝቀረበ ሶርያ ዝምልከት ውሳነ ድምፂ ብድምፂ ውዱቅ ጌራ'ያ።

እዚ ኣብቲ ምስ ፕረዚደንት ባራክ ኦባማን ምኽትሎም ጆ ባይደንን ሓዊሱ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን አሜሪካ ዘካየድዎ ምይይጥ ካብ ዝተዘራረብሎም ጉዳያት ሓደ'ዩ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG