መራኽብ ቻይና ወታሃደራዊ መደብር ኣብ ጅቡቲ ንምምስራት ተበጊሰን


መራኽብ ቻይና ወታሃደራዊ መደብር ኣብ  ጅቡቲ ንምምስራት ተበጊሰን

No media source currently available

ቻይና አኻታዒ ዝኾነ ሓድሽ ወታሃደራዊ ስጉምቲ ወሲዳ’ላ። ቻይና ንመጀመርያ ጊዜ ወታሃደራዊ መደብር ኣብ ወጻኢ ሃገር ንምምስራት መራኽባ ናብ ወደብ ጅቡቲ ትማሊ ተበጊሰን ኣለዋ።

​
XS
SM
MD
LG