ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ምንቕጥቓጥ መሬት ኣርባዕተ ሰባት ሞይቶም


ኣብ ናይ ቻይና ርሑቕን ጎቦታትን ክፍለ ግዝኣት ሲሺዋን ሎሚ ሶሉስ ብመዐቀኒ ርዕደ መሬት 6.5 ዝተለክዐ ምንቅጥቃጥ መሬት ከምዘጋጠመ ናይ ኣሜሪካ መፅናዕቲ ከርሰ መሬት ገሊፁ።

ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰባት ሞይቶምን ኣሽሓት ድማ ቆሲሎምን ከይኾኑ ስግኣት ከምዘሎ መንግስቲ ቻይና ሓቢሩ’ሎ።

ብመሰረት ክሳብ ሕጂ ብዝተረኽበ ሓበሬታ ኣርባዕተ ሰባት ምሟቶም 30 ምቑሳሎም ተረጋጊፁ’ሎ።

XS
SM
MD
LG