ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይጀርያ፡ 82 ብጉጅለ ቦኮ ሓራም ተጨውየን ዝነበራ አዋልድ ቺቦክ ነጻ ምልቓቐን ተሓቢሩ


ፕረ.ቡሃሪ ነተን ዝተለቓ ኣዋልድ ቺቦክ ኣብ ዘዘራረብሉ

ናይ ናይጀርያ ፕረዝደንት መሓመዱ ቡሃሪ ምስተን ብዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ሽበራ ቦኮ ሓራም ተጨውየን ዝነበራ 82 ኣዋልድ ቺቦክ ተራኺቦም ተዘራሪቦም።

እዘን 82 ኣዋልድ ቺቦክ ካብ መንጎ’ተን ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ካብ ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ ቦርኖ ክፍለ ግዝኣት ካብ ቤት ትምህርቲ ቺቦክ ዝተጨወየ 276 ኣዋልድ እየን።

ፕረዝደንት ቡሃሪ ምስዘን ዝተለቐቃ አዋልድ ትማሊ ሰንበት ኣብ ዋና ከተማ ናይጀርያ አቡጃ ተራኺቦም ምዝርራቦም ተፈሊጡ’ሎ።

እተን አዋልድ ድሕሪ ነዊሕ ሽምግልና ኣብ መንጎ መንግስትን ጉጅለ ቦኮ ሓራምን፡ ብምልውዋጥ እሱራት ዝተለቐቃ ክኾና ከለዋ ፕረዝደንት ቡሃሪ ንሕክምና ናብ ሎንደን ተወጢኑ ዝነበረ መገሽኦም አመሓላሊፎም ትማሊ ነተን አዋልድ ከምዘዘራረቡ’ውን ተሓቢሩ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ናይጀርያ፡ 82 ብጉጅለ ቦኮ ሓራም ተጨውየን ዝነበራ አዋልድ ቺቦክ ነጻ ምልቃቀን ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:25 0:00

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ባይቶ ኣመሪካ ብ HR-128 ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊን ዲሞክራስያዊ መሰላትን ንኽሕሎ ዝጠልብ ረቂቕ ኣሕሊፉ ኣሎ። እዚ ረቂቕ'ዚ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG