ሻምፕዮን ኤርትራ 2024፡ ብዓወት ናትናኤል ተስፋጼንን ቅሳነት ወልደሚካኤልን ተዛዚሙ
ሓሙስ 13 ሰነ፡ ብናይ ክሮኖ ሜተር ዝፈለመ ሻምፕዮን ኤርትራ 2024፡ ብዓወት ናትናኤል ተስፋጼንን ቅሳነት ወልደሚካኤልን ተዛዚሙ። ኣብቲ ቀዳም 15 ሰነ ፡ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ዝተኻየደ ናይ 173.4 ኪ/ሜ ናይ ጽርግያ ውድድር፡ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጼን ኣብ ሰዓት 41.9 ኪ/ሜ እንተሓንበብ ንውድድሩ ብ4 ሰዓትን 7 ደቒቕን 52 ካልኢትን ብምዝዛም’ዩ ተዓዊቱ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ