ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ፤ኣካላዊ ብድሆታት ተፃዊሮም ዝተመረቑ መናእሰይ


ኤርትራዊት መንእሰይ ሄለን እዮብ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታ ብሕማም ፖሊዮ ክልተ ኣእጋራ እንተተለመሳ እውን ኣካላዊ ስንክልና ተፃዊራ ኣብዚ ዓመት እዚ ካብ ናይ ኤርትራ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ ብማስትሬት ድግሪ ተመሪቓ።28 ዓመት ዝዕድሚኣ ዝሓለፈቶም ብድሆታትን ናይ መፃኢ ትልማን ኣካፊልትና'ላ።

ኤርትራዊት መንእሰይ ሄለን እዮብ ኣብ ሓሙሽተ ዓመታ ብሕማም ፖሊዮ ክልተ ኣእጋራ እንተተለመሳ እውን ኣካላዊ ስንክልና ተፃዊራ ኣብዚ ዓመት እዚ ካብ ናይ ኤርትራ ኢንስቲቱት ቴክኖሎጂ ብማስትሬት ድግሪ ተመሪቓ።28 ዓመት ዝዕድሚኣ ዝሓለፈቶም ብድሆታትን ናይ መፃኢ ትልማን ኣካፊልትና'ላ።

24 ዓመት ዝዕድሚኡ ኢትዮጵያዊይ መንእሰይ ሃፍቶም ፍስሃ ኣብ ትግራይ ከተማ ሸርራሮ ተወሊዱ።ኣብ እዋን ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ ናይ ኢድ ቦምብ ረኺቡ ከይፈልጠ ክፃወተሉ ፈቲኑ ኣብ ኢዱ ተተኲሱ ብዘይካ ሒደት መብዛሕቲአን ናይ ክልተ ኣእዳው ኣፃብዕቱ ስኢኑ።ኣካላዊ ስንክልንኡ ተፃዊሩ ኣብዚ ዓመት ካብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ብዓውዲ ናይ ኤሌክትሪክ ምህንድስና ብቀዳማይ ዲግሪ ተመሪቑ።ንሱ'ውን ዘጋጠሙዎ ፈተናታትን ከመይ ከምዝሰገሮምን ተመኩሩኡ ኣካፊሉና ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ህዝቢ ምስ ህዝቢ፡ ተመረቕቲ ዩኒቨርስቲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:25 0:00

XS
SM
MD
LG