ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብድሆታት ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት - ርእይቶ ኣዴታት


ብድሆታት ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት - ርእይቶ ኣዴታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:24:07 0:00

ብድሆታት ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት -ርእይቶ ኣዴታት

ወለዲ ኮነ ኣብ ስደት ዝዓብዩ ቆልዑ ነናቶም ዝኾነ ብድሆታት የቕርቡ። ኣብ መንጎ ወለድን ቆልዑን ዘሎ ናይ ባህል፡ ልምድን ቋንቋን ክፍተት፡ ወለዲ ናብ ዝመጽሉ ሃገር ንምትሕንፋጽን ንባህልን ልምድን ንምቕባል ዘሎ ብድሆታት ብሓፈሻ ድማ ኣብዚ ጊዜ ንዘሎ ብድሆታት ምዕባይ ቆልዑ ብዝምልከት ካብ ቴክሳስ ኣመሪካ ንኣደ ኣርባዕተ ቆልዑ ዓወት ነብያት ካብ ኡጋንዳ ድማ ንኣደ ሰለስተ ቆልዑ ኣድያም ኣብርሃ ተመክሮአን ሓሳበን ኣካፊለን ኣለዋ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG