ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ፡ ዕድላትን ብድሆታትን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ፌስቡክ(2ይ ክፋል)


ዘተ፡ ዕድላትን ብድሆታትን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ፌስቡክ(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:47 0:00

ዓለም ናብ ንእሽተይን ፀባብን ዓንኬል ዘቀራረበ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ሓደ ክፋል ዓለም ዝተፈፀመ ነገር ብሃንደበት ወይ ብቕፅበት ኣብቲ ካልእ ጫፍ ወይ ክፋል ዓለም ናብ ዝርከብ ሰብ ወይ ማሕበረሰብ ሓበሬታ ክበፅሕ ዓብዪ ኣበርክቶ ኣብ ምሃብ ይርከብ። ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ ክልተ ቢሊዮን ተጠቀምቲ ከምዘለዎ ዝግለፅ ፌስቡክ ክንድ’ቲ ዘበርክቶ ዓብዪ ዕድል ምስ ብዙሓት ፈተናታት ከምዝመፅእ እውን ብዙሓት ዝረዳድእሉ ሓቂ እዩ።ተጠቀምቲ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ፌስቡክ ብሃናፃይን ብኣግባብን ክጥቀምሉ ብኣንፃሩ ድማ ንአሉታዊ ረብሓ ከየውዕሉዎ ብዛዕባ ክግበር ዘለዎ ጥንቃቐ ሓሳቦም ከካፍሉና ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ንዝነጥፉ ክልተ ጋዜጠኛታት ዓዲምና ኣለና። ዘተ ኣብ ብድሆታትን ዕድላት ማሕበራዊ መራኸዚ ምስ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደን ኣብርሃም ተስፋልዑልን።

XS
SM
MD
LG