ኣካፍል
መሕተሚ
ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ዘተኮረ ናይ ፈለማ ሲምፖዝዮም ተኻይዱ።
እቲ ሲምፖዝዮም ኣብ ክፍለ ግዝኣት ካሊፎንያ ከተማ ሳንታ ክላራ ተኻይዱ።
ንገለ ካብ ተሳተፍቲ ብዛዕባ’ቲ ሲምፖዝዮም ኣዘራሪብና ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።
No media source currently available