ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጎንጺን ዘይምርግጋእን ዞባ ዳርፉር ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ኣጎሃሂሩ'ሎ ክብል ሕ/ሃ ኣፍሊጡ

ጎንጺን ዘይምርግጋእን ዞባ ዳርፉር ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ኣጎሃሂሩ'ሎ ክብል ሕ/ሃ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:49 0:00

ጎንጺን ዘይምርግጋእን ዞባ ዳርፉር ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ኣጎሃሂሩ'ሎ ክብል ሕ/ሃ ኣፍሊጡ

ኣብ ምዕራባዊ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዘሎ ጎንጽን ዘይምርግጋእን ኣብ ልዕሊ ደቂ- ኣንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ኣጎሃሂሩ'ሎ ክብል ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

ብዙሓት ካብቲ ዞባ ናብ ጎረቤት ሃገር ጫድ ዝሃደሙ ከምዝግለጽዎ ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሕጊን ስርዓትን ኣልቦ ኩነታት ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝያዳ መጥቃዕታት ንኽፍጸም ባይታ ፈጢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG