ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ኲናት 450-ሽሕ ተማሃሮ ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ዩኒሴፍ ይገልጽ


ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ኲናት 450-ሽሕ ተማሃሮ ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ዩኒሴፍ ይገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:37 0:00

ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዝተወልዐ ኲናት፡ ብውሕዱ 450-ሽሕ ተመሃሮ ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ወሲኹ ኣሸሓት ካብዚኦም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከምዝሰገሩ`ውን ይሕብር። እዞም ካብ ትምህርቶም ቦኺሮም ዘለዉ ተመሃሮ፡ ንተወሳኺ ምዝመዛ ከምዝቃልዑ`ውን ትካላት ረድኤት የሰምዓ`ለዋ።

XS
SM
MD
LG