ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህቡባት ስነ-ጥበባውያን ብሓሺሽን ኣልኮላዊ መስተን ይጠፍኡ


ህይወት ብዕጸ-ፋርስ ክትሓጽር ዘሰንብድ ግን ከኣ እናተልምደ ዝምጸ ኾይኑ`ሎ

ኮከይን ኣብ ምቕታል ዊትኒ ሁዩስተን ኢድ ነይርዎ ኣብ መጀመርያ`ዚ ዓመት። ማይክል ጃክሰን`ውን ኣብ 2009፡ ብብዝሒ መደቀሲ መድሃኒት ብእኡ ኣቢሉ ደቂሱ።

እንግሊዛዊት አሚ ዋይንሃውስ፡ ብወልፊ ክትሽገር ድሕሪ ምጽናሕ ዝሓለፈ ዓመት ብጠንቂ ምምራዝ ኣልኮላዊ መስተ ሓሊፋ።

ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ኾነ ኢልካ ምጽላል ዕዉት ይገብረካ ዝብል እምነት ኣሎ፡ ጸኒሑ ኸኣ መጥፊኢኻ ይኸውን ይብሉ ተንተንቲ፡

ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ንምሉእ መደብ መንእሰያት ኣስተማቕሩ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG