ትማሊ ሰሉስ ኣብ ማእከላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪቃ ሓፂር መገሻ ዝፈፀሙ ፕረዚደንት ሆላንድ፣ኣብ‘ታ ሃገር ተወሳኺ ደም ንከይፈስስ፣ዕጥቂ ምፍታሕ ቀንዲ ዋኒን ሃገሮም ምኳኑ ጠቂሶም።
እቶም ፕረዚደንት ነዚ ሪኢቶ ዝሃቡ፣ሰራዊት ፈረንሳ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ወፍሪ ካብ ዝጅምሩ ንነዘ ክልተ ኣባላቶም ንፈለማ ጊዜ ድሕሪ ሙማቶም‘ዩ።
ፈረንሳ ኣብ ማእከላይ ሪፐብሊክ ቅድሚ ሎሚ‘ውን ሰራዊት ኣውፊራ ነይራ‘ያ።ሚስተር ሆላንድ ግና ሃገሮም ምስ መላእ ኣፍሪቃ ሓድሽ ፅምዶ ስለዝጀመረት ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ውፅኢቱ ፍልይ ዝበለ ክኸውን‘ዩ ባሃላይ‘ዮም።