መቐለ —
ካብ ከተማ መቐለ ትሸዓተ ሰባት ጽዒና ናብ ከተማ አዲስ አበባ ትጉዓዝ ዝነበረት መኪና ከተማ ደብረ ብርሃን ሓሊፍኻ ኣብ ዝርኸብ ጫጫ ኣብ ዝበሃል ቦታ ምስ ናይ ጽዕነት መኪና ብምግጫዋ ክልተ ኤርትራዊያን ዝርኸብዎም ሸውዓተ ሰባት ሽዑ ንሽዑ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተፈሊጡ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።