ብድሆታት ኣብ ምዕባይ ኣፍልጦ: ምዕባለታት ሕክምና ሕማም መንሽሮ ምስ ዶ/ር ኣሮን ከፈላ

ብድሆታት ኣብ ምዕባይ ኣፍልጦ: ምዕባለታት ሕክምና ሕማም መንሽሮ ምስ ዶ/ር ኣሮን ከፈላ

No media source currently available

ብድሆታት ኣብ ምዕባይ ኣፍልጦ: ምዕባለታት ሕክምና ሕማም መንሽሮ ምስ ዶ/ር ኣሮን ከፈላ

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ኣሮን ከፈላ ተርእዮ እቲ ሕማም ይውስኽ ከምዘሎን መጠን ሞት ብደረጃ ዓለም እንተጎደለ እውን ኣብ ኤርትራዊያን ኢትዮጵያዊያን ማሕበረሰብ ግን ይውስኽ ምህላው ይገልጽ።

ዶ/ር ኣሮን ኣብ ምዕባይ ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ዘለው ብድሆታት: ሓደሽቲ ምዕባለታት ሕክምናዊ መሰርሕ ሕማም መንሽሮን ሞያዊ ምኽሩን ኣካፊሉ'ሎ።

​
XS
SM
MD
LG