ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ኢትዮጵያ፡ ብኣተሓሳስባ ፍልልይ ንዝተአሰሩ ንምዝካር ናይ ሓደ መዓልቲ ወፍሪ ማሕበራዊ መራኸቢ ምክያዱ ተገሊጹ


ኢትዮጵያ ብናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ ጥራይ ግብረ ሽበራዊያን ተሰምዮም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ እሱራት ንምዝካር ናይ ሓደ መዓልቲ ወፍሪ ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ከምዝተኻየደ አተሓባበርቲ’ቲ ወፍሪ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ኣብዚ እዋን’ዚ ንኣስታት 900 ዝኾኑ እሱራት ጠበቓ ካብ መንጎ ዝኾኑ ገለ ንድምጺ ኣሜሪካ ከምዝበልዎ እሱራት ቤት ፍርዲ ክቐርቡ ኸለው ስቅያት ከምዝፍጸሞም ንቤት ፍርዲ ኣረዲኦም እዮም ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG