ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካሊፎርንያ ንፖሊሲታት ትራምፕ ንምክልኻል ናይ መጀመርታ  ስጕምቲ ወሲዳ


ካሊፎርንያ ንፖሊሲታት ትራምፕ ንምክልኻል ናይ መጀመርታ  ስጕምቲ ወሲዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:32 0:00

ካሊፎርንያ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣንፃር ገስገስቲ ፖሊስታት እታ ክፍለ ሃገር በብደረጃኡ ክወስዶም ትፅቢት ዝግበሩ  ፌደራላዊ ብድሆታት ንምክልኻል ኣብዚ ሰሙን ናይ መጀመርታ ስጕምትታት ወሲዳ።  ሓገግቲ ካሊፎርኒያ ዝመጽእ ምምሕዳር ትራምፕ ከጋጥም ዝኽእል ብድሆታት ንምክልኻል ህፁፅ ኣኼባ ኣካይዱ'ሎ። ኣፈጉባኤ ቤት ምኽሪ ሮበርት ሪቫስ እቲ ቤት ምኽሪ ምስ ፌደራል መንግስቲ ሕጋዊ ግጥም ንምክያድ ክዳሎ ኣለዎ ኢሉ።

XS
SM
MD
LG