ኣበርክቶ መክሲካውያን መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ባርዕ ካሊፎርኒያ
- ዜና ቪኦኤ
ካብ በበይኑ ክፍለ-ሃገራት ኣመሪካ ዝተኣኻኸቡ መጥፋእቲ ሓዊ ንባርዕ ዱር ሎስ-ኣንጀለስ ንጥፋእ ብሓደ ተዋፊሮም ኣለዉ። እቲ ኣሃዱ ግን ካብ መክሲኮን ካናዳን ዝተላእኩ ኣባላት’ውን ሓቚፉ ኣሎ። ኣብታ ብሃማዂ ባርዕ ጫካ ዝማህመነት ሎስ-ኣንጀለስ መክሲካውያን ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ንሓድሽ ጽምጾ ክዳለዉ ይርኣዩ። ናይ ቀረባ መሳርሒታቶም ብደቂቕ ብምፍታሽ ድማ ን12 ሰዓታት ዝቕጽል እብረ ንምጅማር ይዳለዉ። ኣብቲ ጎቦታት ዝመልኦ ኣከባቢ ዝህሉ ስራሕ ቀሊል ኣይክኸውንን’ዩ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ