ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኲናት ሱዳን ጠንቂ ምውሳኽ ምንቅስቃስ ዕጡቃት ኣብ ም/ኣፍሪቃ ከምዝኾነ ክኢላታት ሕ/ሃ ይሕብሩ


ኣባላት ሰራዊት ሱዳን ፋይል
ኣባላት ሰራዊት ሱዳን ፋይል

ክኢላታት ሕ/ሃ ኣብ ማእከላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪቃ ይቀላቀል ዘሎ ምንቅስቃስ ዕጡቃት ካብ ዝወሰኸሉ ገለ ምኽንያታት ሓደ፣ ውግእ ሱዳን ይልሑክ ከምዘሎ ሓባሪ እዩ ።

እቶም ክኢላታት ወሲኮም ሰራዊት ሱዳን አብ ጥቃ ዶብ ደብዳብ ምፍጻሙ፣ ፍሉይ ህጹጽ ወሃቢ ደገፍ ካብ’ቶም ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ዘለው ጉጅለታት ሰራዊት ይምልምሉ ከምዘለው ይጠቅሱ።

ኣሶሴይትድ ፕረስ ብመሰረት እቲ ሓድሽ መጽናዕቲ፣ ሕቡራት ሃገራት፣ ዛጊድ 10,700 ሱዳናዊያን ስደተኛታት ከምዝመዝገበ ጠቂሱ አሎ። መብዛሕተኦም ድማ ደቂ ኣንስትዮን ቆልዑን ኮይኖም ናብ መዓስከር ኮርሲ ሰሜናዊት ከተማ ቢራኦ ዝኣተው'ዮም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG