ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግላዕ በለስን ፍረ በለስን ናብ መግብነት ዝቀየረ ፕሮጀክት ትግራይ


ሕርሻ በለስ
ሕርሻ በለስ

ኣብ ምትእትታው ተፃባኢ ሪኢቶ ካብ ገለ ወገናት ኣስዒቡ ነይሩ

ልዕሊ 38 ዓይነት መግቢታት ኢትዮጵያ ካብ ግላዕ በለስን ፍረ በለስን ምስራሕ ተኻኢሉ'ሎ ኣሎ ዝብሉ ኣቶ ተስፋይ ዓለም-ሰገድ ሓላፊ ፕሮጀክት ሃልቨታስ ኢትዮጵያ፡ኣብ ምትእትታው መግቢ በለስ ገለ ወገናት ንሕና እንስሳ ዲና ካብ በለስ ዝተከሸነ መግቢ ተብልዑና ዝብል ተቃውሞ ከምዘልዓሉ ይገልፅ።

እንተኾነ ብሳላ ሰፊሕ ወፍሪ እቲ ተቃውሞ ቅሂሙ ሎሚ ኣብ ብርክት ዝበላ ቤት ብልዒ ትግራይ ካብ በለስ ዝተሰርሐ ክትፎ፣ሳላጣን ካልኦትን ሰፊሕ ጠለብ ከምዝረኸበ ናይ ሎሚ ካልኣይ ክፋል መደብ ሕርሻ ይሕብር።

XS
SM
MD
LG