ናይ ሎሚ ጋሻ መደብ ሕርሻ፣ንልዕሊ 18 ዓመት ኣብ ጉዳይ በለስ፣ብሕልፊ ንፍሉይ ኩነታት ሰሜናዊ ኢትዮዽያ-ሕፅረት ጠሊ መርየት፣ምንኣስ ሕርሻዊ መርየትን ኣቅርቦት መግቢን ኣብ ግምት ዘእተወ ምርምራዊ ስራሕቲ ኣሳሊጦም ተባሂሎም ናብ ዩ-ስ ዝተዓደሙ’ዮም።ኣቶ ተስፋይ ዓለም-ሰገድ ይባሃሉ ናይ ሎሚ ጋሻ መደብ ሕርሻ።
ካብ በለስ ዝተሰርሑ ሰላጣ፡ማልማላትን ፅማቑን ገሊኦም'ዮም
ተወሳኺ
-
01/07/2022
ብሉጽ ተዋሳኢ/ት ንምልላይ ዝተኻየደ ውድድር “መን-ኣውራ” ተዛዚሙ
-
01/07/2022
ግብረ መልሲ ነበርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ዘተ ሰላም