ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰብ ሃብቲ ተወላዶ ክልል ትግራይ ምስ ገዛኢ ፓርቲ'ቲ ክልል አኼባ ኣካይዶም


ገዛኢ ፓርቲ ክልል ትግራይ ህውሓት ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ካብ ወጻኢ ሃገራትን ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተ አካኸቡ ሰብ ሃብቲ ተወላዶ'ቲ ክልል ኣኼባ ኣካይዱ ኔሩ።

ምስ ተሳተፍቲ'ቲ አኼባ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ሰብ ሃብቲ ተወላዶ ክልል ትግራይ ምስ ገዛኢ ፓርቲ ቲ ክልል አኼባ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:10 0:00

XS
SM
MD
LG