ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ተስፋ ወነንቲ ነኣሽቱ ትካላት ክልል ትግራይ
ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ደው ንምባል ድሕሪ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ነኣሽቱ ኣፍረይቲ ትካላት ዳግም ክበራበሩ ምጅማሮም ይግለጽ ኣሎ። መንእሰይ ኣማኑኤል ሃይለማርያም ኣብ ከተማ መቐለ ንብረት ገዛን ማሕረስን ዘፍሪ ወርክሾፕ ዝውንን ኮይኑ፡ እቲ ሰላም እንተቐጺሉ ናይ ምዕባይን ስራሕ ናይ ምኽፋትን ተስፋታት ከምዘሎ ይሕብር።
ቅጥዒ