ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክትዕ ኣብ ጉዳይ ምዕጻው ኣብያተ-ንግዲ ኤርትራ


መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ክንዲ ብጥረ ገንዘብ፡ ብቸክን፡ብባንክታት ብምስግጋርን ንክሰርሓ፡ ዝተዋህበ መምርሒ ዘይተኸተላ ዝበለን መብዛሕቲኣን ናይ መስተንግዶ ዝኾና 450 ትካላት ንግዲ ከከም ደረጅኣን ካብ ሓደ ወርሒ ክሳብ ሾመንተ ወርሒ ክዕጸዋ ምውሳኑ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ`ሎ።

ነቐፍቲ ግን እቲ ምዕጻው ኣብያተ ንግዲ፡ ንሰራሕተኛታትን ነቶም ከም ፍርያት ሕርሻ ዝበሉ ጥረ-ኣቕሓ ናብ ትካላት ንግዲ ዘቕርቡን ሰባት ከም ዝሃሰዮም ይገልጹ። ተወልደ ወልደገብሬል ንክልተ ኤርትራውያን ሰብ-ሞያ ኣካቲዑ`ሎ።

ዶ/ር. ተስፋማርያም መሓሪ፡ መምህር ዩኒቨርሲቲ ስነቑጠባ ካብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ኣቶ ኢብራሂም ዓብደኑር ክኢላ ሒሳብ ኣብ ሃገራዊ ዲሞክራቲክ ኮንግረስ`ዩ -ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ብዛዕባ ቲ ጉዳይ ዘካየድዎ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ክትዕ ኣብ ጉዳይ ምዕጻው ኣብያተ-ንግዲ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:25:07 0:00

XS
SM
MD
LG