ዋሽንግተን —
ብተሸላሚት ኖቤል ሰላም ሳን ሱኪ ዝምራሕ ፓርቲ፡ ታሕታዋይ ፓርላማ ክቆጻጸር ጀሚሩ`ሎ።
ነታ ሃገር ዝመርሕ ወተሃደራዊ መንግስቲ፡ ኣብ ፓርላማ 25 መናብር ሓዚኡ`ሎ። ስለዚ ሓደ ሲሶ ድምጺ እንተረኺቡ`ውን ክስዕር ይኽእል`ዩ። እንተኾነ ዛጊት ዘሎ ውጽኢት ብተቓወምቲ ዝተዓብለለ`ዩ።
ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።