ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ኡጋድጉ-ቦርኪኖፋሶ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 29 ሰባት ሞይቶም

ርእሰ-ኸተማ ቡርኪናፋሶ ኦጋድጉ፡ ኣብ ሓደ ካብ ዓበይቲ ሆቴላት ዝሓለፈ ዓርቢ ምሸት ከብድ ተኹስን ፍንጀራን ተሰሚዑ። 29 ሞይቶም ብዙሓት ቆሲሎም።

እቲ መጥቃዕቲ ብሰለስተ ጅሃዳውያን`ዩ ተኻይዱ። ዋይት ሃውስ ነቲ ፍጻመ ብኸቢድ ኾኒንዎ`ሎ።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG