ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቡርኪኖፋሶ- ሓደ መካኒክ ንተራ መካይን ናብ ሊሞዚን ይቕይር 


ቡርኪኖፋሶ- ሓደ መካኒክ ንተራ መካይን ናብ ሊሞዚን ይቕይር
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

ቡርኪኖፋሶ- ሓደ መካኒክ ንተራ መካይን ናብ ሊሞዚን ይቕይር

ኣብ ቡርኪናፋሶ ከተማ ኦጋዱጉ ኣብ ዝርከብ ጋራጁ መኻይን ኣብ ምፅጋንን ምትዕርራይን ግዚኡ ዘሕልፍ መካኒክ ሳኦ ኣድራጎ ቀንዲ ዕላምኡ ተራ መኻይን ናብ ሊሞዚን ምቕያር እዩ ።

ኣብ 2023 ወዲ 38 ዓመት ሞያ ምህንድስና ዘድንቕ ሳኦ ኦድራጎ ብድፍረት ሓደ ፕሮጀክት ጀመረ። ሓደ እዋን ንሓንቲ ሆንዳ ሲቪክ መኪና ናብ ፅብቕቲ ሊሞዚን ቀይሩዋ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG