ዋሽንግተን —
ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሰሜን ቡርኪናፋሶ ክፍለ ሃገር ጋናግኛ ከተማ ማኒ ኣብ ዝርከብ ዕዳጋ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 10 ሲቪላውያን ምቕታሎም ሰብ መዚ ፀጥታን ነበርቲ እቲ ኸባቢን ንማዕከን ዜና ፈረንሳ ሓቢሮም።
እታ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኣብ 2015 ካብ ጎረቤት ሃገር ማሊ ብዝውሓዘ ጀሃዳዊ ምትእትታው ተጠቒዓ ምንባራ ዝዝከር እዩ። ኣብቲ እዋን ብኣሻሓት ዝቑፀሩ ሲቪላውያን፣ ኣባላት ሰራዊትን ፖሊስን ብምቕታሎምን ኣብ ውሽጢ እቲ ሰራዊት ብዝነበረ ፅዑቕ ቁፅፅር ዝፈጠሮ ነድሪን ኣብ 2022 ክልተ ዕልዋ መንግስቲ ንኽካየድ ምኽንያት ሙዃኑ ይግለፅ።
ቅጥዒ