ኦጋድጉ —
ቡርኪናፋሶ ብስን ኪእቲ ኣብታ ሃገር ንሸሞንተ ዓመታት ዝጸንሐ ስእነት ጸጥታ ዓብይ ቁጽሪ ዘለዎም ውሽጣዊ ተመዛበልቲ ዝርከብዋ ሃገር'ያ። ኣብዚ እዋን እቶም ተመዛበልቲ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት'ታ ሃገር ይነብሩ'ለዉ።
ገለ ካብኣቶም ኣብ ርእሰ ከተማ'ታ ሃገር ኦጋዱጉ ዝርከቡ ግን ተጸበይቲ ሓገዝ ኣብ ክንዲ ምዃን ንመነባብሮ እታ ከተማ ንምልማድ፥ ተቆጺሮም ስራሕ ንምስራሕን ናይ ባዕሎም ንግዲ ንምጅማርን ይፍትኑ'ለዉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ