ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቡልቻ ደሜቅሳ ኣብ መበል 94 ዓመቶም ዓሪፎም


ቡልቻ ደሜቅሳ - ፋይል
ቡልቻ ደሜቅሳ - ፋይል

ኣብ ጽላት ንግዲን ፖለቲካን ኢትዮጵያ ዓቢ ሓድጊ ዝገደፉ ቡልቻ ደሜቅሳ ትማሊ ሰንበት 6 ጥሪ ኣብ መበል 94 ዓመቶም ምዕራፎም ቤተሰቦም ኣፍሊጦም።

ኣቶ ቡልቻ መስራቲ ኣብ እዋኑ “ፈደራላዊ ምንቅስቓስ ኦሮሞ፡” ሎሚ ብፈደራላዊ ባይቶ ኦሮሞ (ኦፌኮ) ዝጽዋዕ ፓርቲ’ዮም። ኣቐዲሞም ኣባል ተወካሎ ህዝቢ መንግስቲ ዝነበሩ ኣቶ ቡልቻ፡ ኣብ 1967 ምኽታል ሚኒስተር ፋይናንስ ኰይኖም’ውን ምስራሖም መዝገብ-ታሪኽ ህይወቶም የመልክት።

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ “ንምትእስሳር ህዝብታት ኢትዮጵያ ዘትረሩ፡” ክብሉ ገሊጾሞም ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG