No media source currently available
ቤተ መዘክር ብሪጣንያ ነቲ ኣብ እዋን ኹናት መቅደላ ካብ ኢትዮጵያ ዝተወሰደ ጥንታዊ አልባሳት፥ ዘውድን መስቀልን ብልቓሕ ክመልሶ ምዃኑ ሓቢሩ። ገለ ወገናት እዚ ስጉምቲ ንዝያዳ ዝርርብ ዝዕድም እዩ ክብሉ ኸለው ካልኦት ግን እቲ ቅርሲ ምሉእ ብምሉእ ክምለስ ኣለው ይብሉ።