ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣቦ-መንበር ዓረና ኣቶ ብርሃኑ በርሀ ድሕሪ ሓደ መዓልቲ ተፈቲሖም!

ብርሃኑ በርሀ
ብርሃኑ በርሀ

ኣቶ ብርሃኑ በርሀ ‘መእሰርየይን መፍትሕየይን ፖለቲካ’ዩ፡መን ከምዘእሰረኒ መን ከምዘፍተሐኒ’ውን ይፈልጥ’የ ‘ይብሉ ምስ ቪኦኤ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-ምልልስ።

ኣቶ ብርሃኑ ኣብ ዘረበኦም ‘ብዋሕስ ከምዝተፈትሑን ናብ ቤት ፍርዲ ንክቀርቡ ከምዘይተሓተቱን’ እውን ጠቂሶም።

please wait

No media source currently available

0:00 0:08:42 0:00

This item is part of
XS
SM
MD
LG