ብኣልፋ ናይ መንሽሮ ጡብ ሕሙማት ሓገዝ ወሃቢ ትካል ዝተኻየደ ጉዕዞ እግርን ውድድርን ጉያ
ኣልፋ ናይ መንሽሮ ጡብ ሕሙማት ሓገዝ ወሃቢ ትካል ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ቨርጂንያን ሜሪላንድን ዝርኸቡ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያን ብምትእኽካብ ናይ ሓጺር ርሕቀት ናይ ጉያ ውድድርን ጉዕዞ እግሪ ብምኽያድን ገንዘብ የተአኻኽብ። ኣብዚ አጋጣሚ ዝተአኸበ ገንዘብ ድማ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርኸቡ ናይ መንሽሮ ጡብ ሕሙማት ኣገልግሎት ጥዕና ኽረኽቡ ነቲ ሕማም ንምሕኻም ንምኽልኻልን ዘገልግሉ መሳርሕታትን ናብተን ሃገራት ንምልኣኽ ይውዕል።
ኢፒሶዳት
-
ሓምለ 05, 2022
ቃለ መጠይቕ ምስ መምህርን ጋዜጠኛን ኣዲስ ኣለም ሓድጉ
-
ሓምለ 05, 2022
ሓረስቶት ክልል ትግራይ ብዛዕባ ሕርሻ ሎሚ ዓመት ርእይትኦም ይህቡ
-
ሓምለ 04, 2022
መግለጺ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ ብልጽግናን ህወሓትን ኣብ ልዝብ ሰላም
-
ሓምለ 01, 2022
ብሉጽ ተዋሳኢ/ት ንምልላይ ዝተኻየደ ውድድር “መን-ኣውራ” ተዛዚሙ