ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ


ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:41 0:00

ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ ኣትሒዛ ኣብ ምድራስ መጽሓፍቲ ዝተዋፈረት ገነት ይብራህ፡ ኣብ ቀረባ እዋን ሳልሰይቲ ልብ-ወለድ መጽሓፍ ንህዝቢ ኣቕሪባ ኣላ።  ኣብ ክልል ትግራይ ሕጽረት ልበ-ወለድ ከም ዘሎ ትገልጽ ገነት ይብራህ፡ ገና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትምህርታ ከላ ዝጸሓፈታ “ዘይወግሕ ለይቲ" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ስደትን ካብ ሳዕቤናቱ ክውሰድ ዝግባእ ትምህርትን ተዘንቱ።

XS
SM
MD
LG